Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

December 2019

መግለፂ ቅዋም ህዝባዊ ኮንፈረንስ ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ ዝተፈላለዩ ሕብረተሰባዊ ክፋላት ትግራይ ማለት እውን ሓረስታይ፣መንእሰይ፣ ደቂ ኣነስትዮ፣ ሙሁራን፣ ነበርቲ ከተማታት ልምዓታዊ ሰብ ሃፍትን ነጋዶን፣ ስድራ ስውኣት፣ ስቪል ሰርቫንት፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣…

ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ስትራቴጂካዊ ርክብ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ፅኑዕ ስትራቴጂካዊ ርክብ ኣብ ዝቕፅል ዓመት እውን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ታን ጂያን ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ዓመተ…

ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ መተግበሪ ካርታ ትልሚ ጉዕዞ ብዕሊ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ንምምሕያሽ ትራንስፖርት ህዝቢ ክሕግዝ ኢዩ ተባሂሉ ዝተኣመነሉ መተግበሪ ትልሚ ጉዕዞ (ዲጂታል ማፒንግ) ዕላዊ ኮይኑ። ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ፥ ቴክኖሎጂ መሰረት ዝገበረ መፍትሒ ሒዝካ ምንቅስቓስ ከምዝግባእ ኣብቲ…

ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ- ግእዝ ስርሑ ብዕሊ ንምጅማር ዘኽእል ቅድመ ምድላዉ ወጊኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ- ግእዝ ስርሑ ብዕሊ ንምጅማር ዘኽእል ቅድመ ምድላዉ ከምዝወገነ ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበር ምስ ዩንቨርስቲ መቐለ ኮሌጅ ሕግን ምምሕዳርን ብምትሕብባር፥ “ማይክሮ ፋይናንስ ንኹለመዳይ ዕብየት” ብዝብል ርእሲ ዘተ…

ልዕሊ 5 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ትግራይ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዕሊ 5 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ትግራይ አብ ትሕቲ ቁፅፅር ሕጊ ከምዝወዓሉ ተገሊፁ። እቶም ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ዝተትሓዙ እንትኾኑ፥ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ዓዲ ክወፁን ክኣትውን ዝተረኸቡ…

ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ፓርቶም ንምምራሕ ኣብዝተገበረ መረፃ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ሊኩድ ፓርቲ ንምምራሕ ኣብዝተገበረ መረፃ ተዓዊቶም። ካብ ውሽጢ 116  ሺሕ ኣባላት ሊኩድ ፓርቲ 49 ሚኢታዊ ዝኣኽሉ ሰባት ድምፂ ዝሃቡ እንትኾኑ፥ ኔታኒያሁ ድማ እቶም ዝመረፁ ሰባት 72 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ…

ኢንጂነር አዜብ አስናቀ ክሲ ተመስሪቱወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበር ዋና ፈፃሚት ስራሕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኢንጂነር  ኣዜብ አስናቀ ክሲ ተመስሪቱወን። ኣብቲ ዝተመስረተ መዝገብ ክሲ፥ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኮርፖሬሽን ሓፂነ መፂንን ኢንጂነሪንግን ዝነበሩ ኮሎኔል ሙሉ ወልደ ገብርኤል ሓዊሱ 50 ሰባት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቦታታት ሕርሻ ከተማ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር በኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያ ብምዃ ኣብ ተደራራቢ ሕርሻ ከተማ ዑደት ኣካይዶም። እቲ ተደራራቢ ሕርሻ ከተማ፥ ኣብ ንኡሽተይ መሬት ልዑል ምህርቲ ንምፍራይ…

ካብ መላእ ትግራይን ካልኦት ከባብታት ኢትዮጵያን ዝተወከሉ ክፍላት ሕ/ሰብ ዝሳተፍሉ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ኣብ መቐለ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ መላእ ትግራይን ካልኦት ከባብታት ኢትዮጵያን ዝተወከሉ ክፍላት ሕብረተ-ሰብ ዝሳተፍሉ ህዝባዊ ኮንፈረንስካብ 18 ክሳብ 19 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ክሳለጥ እዩ። እቲ ህዝባዊ ኮንፈረንስ፥ “መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ” ዝብል መሪሕ…

ኣብ ወለዶ ሓደጋ ዘንፀላለወ ወልፊ ቅቲ ፀወታ ቤቲንግ ስፖርት

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍቢሲ)ኣብ ኢትዮጵያ እናተስፋሕፈሐ ዝመፅአ ውርርድ/ቅቲ ፀወታ ስፖርት “ቤቲንግ” ኣብ ማሕበራዊ፣ ስነ-ልቦናዊን ኢኮኖሚያዊን መናእሰይ ፅልዋ እናሕደረ ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ ፀወታ ውርርድ/ቅቲ ናብ ብርኪ ወልፊ እናተሰጋገረ ምዃኑ እውን ንፋና ብድካስቲንግ…