ዱራቢሊስ ዝተብሃለ ዓለም ለኸ ለኣኺ ትካል ፍርያት ኣቦካዶ ኢትጵያ ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ምቕራብ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዱራቢሊስ ዝተብሃለ ዓለም ለኸ ለኣኺ ትካል ኣብ ኢትጵያ ዝፈረየ ኣቦካዶ ንፈለማ እዋን ብዕዉት ኩነታት ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ምቕራብ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።
እቲ ፍርያት ኣቮካዶ ናብ እንግሊዝ፣ ኣውሮፓን ማእኸላይ ምብራቕን ብዕዉት ኩነታት ከምዘብፀሐ ገሊፁ።…