Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2021

ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር መስራቲ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር መስራቲ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ቤት ምኽ ኣብ ውዕሉኡ ዝተፈላለዩ ሽመታት ከፅድቕ ኢዩ ክብል ኣሚኮ ፀብፂቡ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana…

ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ድምፂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ መምሕዳር ክልል ሱማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ድምፂ ሂቦም። እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣብቲ ክልል እናተሳለጠ ዝርከብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ጣቢያ መረፃ ከተማ ደገሃቡር ተረኺቦም ኢዮም ድምፂ ሂቦም ዘለዉ። ኣይተ ሙስጠፌ ኣብ…

ኣፈ ጉባአኤ ክልል ደቡብ ወይዘሮ ሄለን ደበበ ኣብ ጣቢያ መረፃ ኡፋ ተረኺበን መሪፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣፈ ጉባአኤ ክልል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ደቡብ ወይዘሮ ሄለን ደበበ ኣብ ጣቢያ መረፃ ኡፋ ተረኺበን መሪፀን። እተን ኣፈ ጉባኤ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ብክልልነት ንምውዳብ ዝወሃብ ህዝበ ውሳነ ኢየን ድምፂ ሂበን ዘለዋ። ህዝበ…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦድሪን በድሪ ድምፂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦድሪን በድሪ ኣብ መረፃ ጣቢያ በጌ መድረሳ ተረኺቦም ድምፂ ሂቦም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ድምፂ ንኽኽበር ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ናይ ባዕሎም ግደ ክዋፅኡ ይግባእ ኢሎም። ክሳብ ሕዚ ከይዲ መረፃ ሰላማዊ ኮይኑ…

ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ብክልልነት ንምውዳብ ድምፂ ህዝበ ውሳነ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ብክልልነት ንምውዳብ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ድምፂ ህዝበ ውሳነ ይወሃብ ኣሎ። እቲ ከይዲ ህዝበ ውሳነ ኣብ ዞባ ቤንች ሸኮ፣ ከተማ ዳውሮ፣ ካፋን ካልኦት ከባቢታትን ብዕሊ እናተሳለጠ ይርከብ። ሪፖርተር ግዜኢ ኣብ ከተማ…

ኣብ ክልል ሃረሪ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ይካየድ ኣሎ። መራፂ ህዝቢ ኣብ ጣቢያታት መረጻ ተረኺቡ ድምፂ እናሃበ ይርከብ። መረፅቲ ኣብ ዝሃቡዎ ርኢቶ፥ ብዘይ ዝኾነ ይኹ ፅዕንቶ ብናፅነት ድምፆም ንዝደልዩዎ ኣካል ከምዝሃቡ ገሊፆም። ሪፖርተር ፋና…

ኣብ ክልል ሱማሌ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሱማሌ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ክልል 72 ክልላት መረፃን 3 ሺሕን 978 ጣቢያታት መረፃን ይርከባ። ኣብ ክልል ሱማሌ 23 መቐመጢ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝኸውን ድምፂ ዝወሃብ እንትኸውን፥ 5 ነጥቢ 2 ሚሊየን መረፅቲ…

ምእመናን ዓመታዊ በዓል ግሸን ደብረ ከርቤ ንምኽባር ናብቲ ቦታ የኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ተዛዚሞም ምእመናን ዓመታዊ በዓል ግሸን ደብረ ከርቤ ንምኽባር ናብቲ ቦታ እናኣትዉ ከምዝኾኑ ሓላፊ መምርሒ ፖሊስ ዞባ ደቡብ ወሎ ገሊፁ። እቲ በዓል ብሰላም ንኽዛዘም እናተገበረ ዝፀንሐ ቅድመ ምድላው ተዛዚሙ ምእመን ናብቲ…

ኣብን ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ብወራር ህወሓት ዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ምንቅስቓስ ኣምሓራ (ኣብን) ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ግምባር ማይ ፀብሪ ብወራር ህወሓት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ኣመራርሓታት ኣብን ናብ ኣብቲ ግምባር ተረኺቦም ንኮሚቴ መተኣኻኸቢ ሓገዝ ሎጂስቲክስ ምምሕዳር ዞባ ሰሜን…

ኣብ ዓውዲ ሳይንስ፣ ኢንፎርሜሽንን ቴክኖሎጂን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን /ኢመደኤ/ን ኤጀንሲ ሳይንስ ኢንፎርሜሽንን ቴክኖሎጂን ክልል ደቡብ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኢመደኤ ዶክተር ኣንተነህ ተስፋየ፥ ኤጀንሲ እቲ ክልል እዋኑ…