Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

December 2023

መባእታዊ ሆስፒታል ሰመማ ብልዕሊ 8 ሚልየን ብር ይፅገን ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ዓዴት ዝርከብ ብሰንኪ ኲናት ዕንወት ዘጋጠሞ መባእታዊ ሆስፒታል ሰመማ ብልዕሊ 8 ሚልየን ብር ይፅገን ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ ባጀት ዩኒሴፍ ካብ ዝተባህለ ትካል ገባሪ ሰናይ ዝተረኸበ ከምዝኾነ ኣካያዲ ስራሕ እቲ ሆስፒታል…

ሃገራዊ ዘተ ዕላዊ ንክኸውን ሰብ ሞያ ስነ ጥበብ ግደኦም ክዋፅአዙ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ዘተ ዕላዊ ንክኸውን ሰብ ሞያ ስነ ጥበብ ግደኦም ክዋፅአዙ ከምዝግባእ ፃውዒት ቀሪቡ። ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ምስ ሞያተኛታት ስነ ጥበበን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ይዛተ ኣሎ። እቲ ዘተ፥ ኣብ ሃገራዊ ዘተን ሃገራዊ ምርድዳአን…

ኢኮኖሚያዊን ፖለቲካዊን ረብሓ ህዝቢ ብምፅራርን ሃፍቲን ንብረትን ብምዕናውን ዝኾነ ይኹን ሕቶ ምምላስ ኣይከኣለን-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚያዊን ፖለቲካዊን ረብሓ ህዝቢ ብምፅራርን ሃፍቲን ንብረትን ብምዕናውን ዝኾነ ይኹን ሕቶ ምምላስ ኣይከኣለን ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ካብ…

ልዕሊ 4 ነጥቢ 3 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጂቡቲ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ መህርቲ 2016/17 ዝኸውን ልዕሊ 4 ነጥቢ 3 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ካብ ወፃኢ ዓዲ ከምዝተጎዓዓዘ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ሎሚ መዓልቲ እውን 550 ሺሕ ኩንታል ኤን ፒ ኤስን ኤን ፒ ኤስ ቦሮን ዘበናዊ ዱኽዒ…

ኣብ ትግራይ ፈተና 8ይ ክፍሊ ካብ 24 ክሳብ 26 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ተግራይ ዝወሃብ ፕሮግራም ብሄራዊ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ 2016 ዓ.ም ዕላዊ ኮይኑ። ኤጀንሲ ምርግጋፅ ፅሬት ትምህርቲ ዳይሬክቶሬት ምዘና ትምህርትን ብሄራዊ ፈተናታትን ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ ፕሮግራም፥ ብሄራዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ 2016 ዓ.ም…

ኣብ ትግራይ ማሕበረሰብ መሰረት ዝገበረ ምክልኻል ምቁፅፃርን ሕማም ቲቢ ንምጅማር ዝዓለመ ዋዕላ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ መሰረት ዝገበረ ምክልኻል ምቁፅፃርን ሕማም ቲቢ ኣብ ዞባታት ማእኸልን ሰሜን ምዕራብ ክልል ትግራይ ንምጅማር ዝዓለመ ዋዕላ ተሳሊጡ። እቲ ዋዕላ፥ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ምስ ሪች ኢትዮጵያ ዝተብሃለ ገባሪ ሰናይ ውሽጢ ዓዲ ብምትሕብባር ዘሳለጥዎ…

ኢትዮጵያን ካዛኪስታንን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ዘኽአል ዘተ ኣሳሊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ካዛኪስታንን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ዘኽአል ዘተ ኣሳሊጠን። ኣካቢት ጉጅለ ሕውነት ኢትዮ-ካዛኪስታን ቤተልሄም ላቀው (ዶ/ር)፥ እቲ ዘተ ነተን ሃገራት ብዝበለፀ ንምጥንኻር ልዑል ረብሓ ዘለዎ ኢዩ ኢለን።…

ፕሮፌሽናል ብሽክለተኛ ፅጋቡ ገብረማርያም ካብ ቅድድም ብሽክለታ ክሰናበት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊ ፕሮፌሽናል ተቐዳዳሚ ጋንታ ጄይኮ ኣልኡላ ፅጋቡ ገብረማርያም ድሕሪ ሒደት መዓልትታት ካብ ቅድድም ብሽክለታ ይሰናበት ምህላው ተገሊፁ። ሓደ ካብ ኣዝዮም ህቡባት ኣፍሪቃውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ዝኾነ ፅጋቡ፥ ንልዕሊ 10 ዓመት ምስ…

ልዕሊ 239 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 239 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቶም ናውቲታት ካብ 12 ክሳብ 18 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ብዝተገበረ ክትትል ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ። ካብ መንጎ ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ…

ኣብ ዓዲግራት ብልዕሊ 351 ሚልየን ብር ህንፀት 12 ፕሮጀክትታት ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓዲግራት ብልዕሊ 351 ሚልየን ብር ህንፀት 12 ፕሮጀክትታት ንምስላጥ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። እቶም ፕሮጀክትታት፥ ባንኪ ዓለም ብዝምድቦ በጀትን ብውሽጣዊ ኣታዊ ቤት መዘገጃን ዝሳለጡ ኢዮም ተባሂሉ። ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት…