Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2024

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ልምዓት ኮሪደር ንዝለዓሉ ተመጣጣኒ ካሕሳን ቅያር ቦታን ከምዝወሃብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ልምዓት ኮሪደር ንዝለዓሉ ተመጣጣኒ ካሕሳን ቅያር ቦታን ከምዝወሃብ ምምሕዳር እታ ከተማ ገሊፁ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ፥ ኣብታ ከተማ ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ዝጠመተ መግለፂ ሂበን። ኣብ…

ጋንታታት መቐለ 70 እንደርታን ወልዋሎን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ኩዕሶ እግሪ መቐለ 70 እንደርታን ወልዋሎ ዩኒቨርሲቲ ዓድግራትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከምዝከተማ ተገሊፁ። ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ክልቲኣን ጋንታት ፋይናንሳዊ ዓቕመን ዘጠናኽራሉን ዓርሰን ዝኽእላሉን መገዲ ኣብ ምንዳይ፣…

ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ደገፍ 340 ሚሊየን ዶላር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ደገፍ 340 ሚሊየን ዶላር ገይሩ። እቲ ደገፍ፥ ብሰንኪ ክሌማዊ ለውጢ ንዝተሃሰዩ ኣብ ከባቢታት ቆላ ዝነብሩ ዜጋታት ናብርኦም ንምምሕያሽ ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ። ብመሰረት እዚ ልዕሊ 3 ሚሊየን ሰባት ተረባሕቲ ክኾኑ ኢዮም…

ኣብ ውድድር ጉያ 6 ኪሎ ሜትሮ መናእሰይ ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌቶች ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ጉያ 6 ኪሎ ሜትሮ መናእሰይ ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌቶች ተዓዊተን። እተን ኣትሌታት ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ኢየን ተዓዊተን ተባሂሉ። ብመሰረት እዚ ኣትሌት ማርታ ኣለማየሁ፣ ኣሳየች ኣይቸውን ሮቤ ዲዳን…

ልዕሊ 310 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 310 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። ካብ 13 ክሳብ 19 መጋቢት 2016 ዓ.ም ብመሰረት ዝተገበረ ክትትል  189 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ኣታዊን 121 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ሰደድ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኢትዮጵያ ኩለ መዳይ ንዝኾነ መፍትሒ ልምዓት መሰረት ንምንባር ብፅንዓት ደው ምባላ ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኢትዮጵያ ኩለ መዳይ ንዝኾነ መፍትሒ ልምዓት መሰረት ንምንባር ብፅንዓት ደው ምባላ ኣረጋጊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ ኣብ ዞባ ምዕራብ ኦሞ ዑደት ምክያዶምን በቲ ዘካየድዎ ዑደት ዝተሰምዖም ታሕጓስን…

ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ኣብ ኡጋንዳ መርሃ ግብሪ ዝኽሪ ነበር ኣፈ-ጉባኤ የጋንዳ ተሳቲፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ኣብ ኡጋንዳ ኢንተቤ ዝተኸበረ መርሃ ግብሪ ሽልማት ዝኽሪ ነበር ኣፈ-ጉባኤ ጃኮብ ኦላንያ የጋንዳ ተሳቲፎም። ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ኣብ መናእሰይ ኣብ ዘድሀበ መርሃ ግብሪ ዝኽሪ ኣብ ዝገበሩዎ መደረ፥ መናእሰይ…

’እቲ ግድብ ናተይ ኢዩ’ ዝብል ኣበሃህላ ኣብ ኢትዮጵያውያን ዓብዪ ስምዒት በዓል ዋናነት ፈጢሩ ኢዩ – ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)’እቲ ግድብ ናተይ ኢዩ’ ዝብል ኣበሃህላ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዓብዪ ስምዒት በዓል ዋናነትን ተበግሶን ከምዝፈጠረ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካን ዋና ተደራዳሪ እቲ ግድብን ስለሺ በቀለ ስለሺ በቀለ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም።…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኣዳማ ከተማ ንቅዱስ ጊዮርጊስ ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ዝተኻየደ መበል 19 ሰሙን ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኣዳማ ከተማ ንጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ። 10፡00 ሰዓት ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ÷ ኣዳማ ከተማ ሙሴ ኪሮስ ኣብ 6ይ ደቕን…

ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ስምምዕነት ሓገዝ 10 ሚሊየን ዶላር ፈፂመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ፍርያት ወፃኢ ሕርሻ ንምብርትታዕ ስምምዕነት ሓገዝ 10 ሚሊየን ዶላር ገይረን። ብትካል ዓለም ለኸ ምትሕብባር ደቡብ ኮሪያ (ኮይካ) ኣቢሉ ዝገበሮ ሓገዝ ኣብ ዝተመረፁ ዓውዲታት ማለት እውን ቡን፣ ቅመማ ቅመም፣ ቆፅሊ ሻሂ፣…