Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2024

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣምባሳደር ሩዋንዳ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣምባሳደር ሩዋንዳ ኣብ ኢትዮጵያ ጄን ቻርልስ ካራምባን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ክልተኣዊ፣ ዞባዊ ጉዳያትን ቅድሚ ሕዚ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ብሓባር ዝስርሑሎም ጉዳያት ብዝበለፀ…

ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ናይ 45 ሰባት ህይወት ካብ ዝበልዐ ሓደጋ ሓንቲ ጓል 8 ዓመት ሰገን ብህይወት ተሪፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ናይ 45 ሰባት ህይወት ካብ ዝበልዐ ሓደጋ ትራፊክ ሓንቲ ጓል 8 ዓመት ሰገን ብህይወት ተሪፉ። ካብ ቦትስዋና ከተማ ጋቦሮኔ ናብ ከተማ ሞሪያ  እትጓዓዝ ዝነበረት ኣውቶቡስ ብሰንኪ ምግልባጣ ኢዩ እቲ ሓደጋ ምግጣሙ ቢቢሲ ፀብፂቡ።…

ተወዳደርቲ ናይ ብሉፃት ብሉፃት ፋና ላምሮት ፅባሕ ናብ ፍፃመ ንምሕላፍ ብርቱዕ ንሕንሕ ክገብሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወዳደርቲ ናይ ብሉፃት ብሉፃት መበል ራብዓይ ዙር ፋና ላምሮት ፅባሕ ናብ መዛዘሚ ንምሕላፍ ብርቱዕ ንሕንሕ ክገብሩ ኢዮም ኣብ ውድድር ፍርቂ ፍፃመ፥ ትዕግስት ኣስማረ፣ ሄኖክ ብርሃኑ፣ ባምላክ ቢያድግልኝ፣ ሃብታሙ ይሄነውን በረከት ደመወዝን ክሳተፉ…

ንልኡኽ ዓቃቢ ሰላም ናብ ደቡብ ሱዳን ንዝዋፈሩ ላዕለዎት መኮንናት ስነ ስርዓት ምፍናው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንልኡኽ ዓቃቢ ሰላም ውድብ ሕቡራት መንግስታት ናብ ደቡብ ሱዳን ንዝዋፈሩ ላዕለዎት መኮንናት ፖሊስ ኢትዮጵያ ስነ ስርዓት ምፍናው ተገይሩ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል፥ ሰራዊት ፖሊስ ኢትዮጵያ ብስነምግባሩን ወተሃደራዊ…

ኣማኑኤል ገብረሚካኤል ብጉድኣት ምኽንያት ንዘይተወሰነ ግዘ ካብ ሜዳ ከምዝርሕቕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ጋንታ ፋሲል ከነማን ኣማኑኤል ገብረሚካኤል ብዘጋጠሞ ከቢድ ጉድኣት ምኽንያት ንዘይተወሰነ ግዘ ካብ ሜዳ ከምዝርሕቕ ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ገሊፆም፡፡ ብኽባር ዝውውር ናብ ጋንታ ፋሲል ከነማ ዝተፀምበረ…

ኩባንያ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ሁዋዌ ዓውዲ ፋይናንስ ብዲጂታል ንምሕጋዝ ዝዓለመ መድረኽ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ሁዋዌ ዓውዲ ፋይናንስ ብዲጂታል ንምሕጋዝ ዝዓለመ መድረኽ የካይድ ኣሎ። እቲ ኩባኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ጀሚሩ መርሃ ግብሪ ዲጂታል ሰሙን እናካየደ ፀኒሑ። ትልሚ 2025 ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን…

ሕማም ዓሶ ብኸመይ ንከላኸሎ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ዓሶ ክንከላኸሎን ክንፍውሶን እንኽእል ሕማም'ዩ። ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ 2016 ዓ.ም ብብርኪ ሃገር ምርመራ ካብ መንጎ ዝተገበረሎም 10 ሚሊየን ሰባት እቶም 3  ነጥቢ 2  ሚሊየን ብዓሶ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ምስቅስቓስ…

ሃገር ለኸ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ መፍጠሪ ግንዛበ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ መፍጠሪ ግንዛበ "ብኽለት ይኣክል ፅባቐ ይንቃሕ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ተኻይዱ። እቲ ጎስጓስ ብዕሊ ዘጀመሩ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ከምዝበሉዎ÷ ንድኽነት ምስዓር ዝከኣል ምስ ተፈጥሮ ምትዕራቕ…

ብሓደጋ ትራፊክ  ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢ ወረዳ ኣርባንጭ ጣቢያ ቆላ ሼሌ ኣብ ዝተብሃለ ቦታ ብሓደጋ ትራፊክ  ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ፖሊስ ዞባ ጋሞ ገሊፁ። እቲ ሓደጋ ትማሊ ምሸት ኣስታት ሰዓት 2፡00 ከምዘጋጠመ ዝገለፁ ኣዛዚ ፖሊስ እቲ ዞባ ኢንስፔክተር ደበበ…

ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ ብብርኪ ሃገር 3  ነጥቢ 2  ሚሊየን ሰባት ብዓሶ ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ ብብርኪ ሃገር ምርመራ ካብ መንጎ ዝተገበረሎም 10 ሚሊየን ሰባት እቶም 3  ነጥቢ 2  ሚሊየን ብዓሶ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ምስቅስቓስ ሰባት ስዒቡ ኣብ ኩሎም ከባቢታት እቲ ሕማም ክህሊ ከምዝኽእል ተሓቢሩ።…