Fana: At a Speed of Life!

ኡጋንዳ ብምኽንያት ምስፍሕፋሕ ቫይረስኮሮና ኣቢያተ ትምህርቲ ዓፂያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኡጋንዳ ብምኽንያት ምስፍሕፋሕ ቫይረስኮሮና ኣቢያተ ትምህርቲ ዓፂያ። ፕሬዚዳንት ኡጋንዳ ዮዌሪ ሙሴቪኒ፥ ኣብታ ሃገር ካልኣይ ማዕበል ለበዳ ቫይረስኮሮና ብዙሓት ሰባት እናተትሓዙ ስለዝኾኑ፤ ኣቢያተ ትምህርቲ ከምዝተዓፀዉን ብዙሕ ሰብ ኣብ ዝእከበሎም…

ኣብ ከተማ ማይጨው ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዝ ክታበት ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ከተማ ማይጨው ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዝ ክታበት እናተውሃበ ምዃኑ ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ሆስፒታል ለምለም ካረል ገሊፁ። መካየዲ ስራሕ እቲ ሆስፒታል ኣይተ ገብረእግዚአብሔር ኪሮስ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ክታበት…

“ኮቪድ-19 ኢትዮጵያ” ዝተብሃለ ንኣቢያተ ትምህርቲ ዝኸውን መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራሕተኛታትን ምምሕደርን ኣቢያተ ትምህርቲ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ንምክልኻልን ኣብ ስራሕቲ ቁፅፅር ግንዛብ ንምፍጣርን ዝሕግዝ “ኮቪድ-19 ኢትዮጵያ” ዝተብሃለ መተግበሪ (ኣፕሊኬሽን) ዕላዊ ኮይኑ። ብምትሕብባር ሚኒስትር ጥዕናን ሚኒስቴር ትምህርቲን…

ኣብ ህንዲ ዘጋጠመ ዓሌት ኮቪድ 19 ኣተሓሳሳቢ ብምዃኑ ጥንቃቐ ክግበር ከምዘለዎ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ህንዲ ዘጋጠመ ዓሌት ኮቪድ 19 ኣተሓሳሳቢ ብምዃኑ ጥንቃቐ ክግበር ከምዘለዎ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ህንዲ ዘጋጠመ ዓሌት ኮቪድ 19 ኣተሓሳሳቢ ከምዝኾነን ዓለም ለኻዊ ስግኣት እናኾነ ከምዝመፅአን…

ኣብ ህንዲ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ጥራሕ ልዕሊ 8 ሺሕ ሰባት ብምኽንያት ኮቪድ-19 ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ህንዲ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ጥራሕ ልዕሊ 8 ሺሕ ሰባት ብምኽንያት ኮቪድ-19 ህይወቶም ሓሊፉ። ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት ድማ ልዕሊ 40 ሺሕ ሰባት በቲ ቫይረስ ተረኺቡዎም፡፡ እቲ ለበዳ ቫይረስ፥ ኣብ ገፀር ከባቢታት…

ኣብ ህንዲ ዝተወለዐ ዓሌት ቫይረስኮሮና ዓለም ለኸ ስግኣት ኢዩ – ውድብ ጥዕና ዓለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም የዓለም ኣብ ህንዲ ዝተወለዐ ዓሌት ቫይረስኮሮና ዓለም ለኸ ስግኣት ኢዩ ክብል ወሲኑ። እቲ ትካል ቢ.1.617 ዝተብሃለ ዓሌት ኮሮና ቫይረስ ካብ ካልኦት ዓሌታት ንላዕሊ ብቐሊሉ ዝመሓላለፍ ከምዝኾነ ብዝገበሮ መፅናዕቲ ዘረጋገፀ…

ኣብ ህንዲ ዝተወለዐ ዓሌት ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኬንያ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ዝተወለዐ ዓሌት ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኬንያ ኣብ ሓሙሽተ ሰባት ከምዝተረኸቦም ተሓቢሩ። ሚኒስትር ጥዕና ኬንያ ከምዝገለፆ፥ እቲ ቫይረስ ካብ ህዝቢ ብዝተወሰደ ጥማዕ ደም ኢዩ ተረኺቡ፡፡ እቲ ምርመራ ናብ ህንዲ ዝግበር በረራ ቅድሚ ምእጋዱ…

ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2021 ዓመት ጥዕናን ክንክንን ሰብ ሞያታት ተባሂሉ ተሰይሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2021 ዓለም ለኸ ዓመት ጥዕናን ክንክንን ሰብ ሞያታት ክብል ሰይሙዋ። ኢትዮጵያ እውን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መድረኽ እቲ ዓለም ለኸ መዓልቲ ጥዕናን ክንክንን ሰብ ሞያታት ብዕሊ ኣጀሚራ። እቲ…

ኣብ ትካላት እምነት፣ ዕዳጋን ኣገልግሎት ትራንስፖርትን ሜላታት ምክልኻል  ኮቪድ-19 ብኣግባቡ ተግባራዊ ንክግበር ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ትካላት እምነት፣ ዕዳጋን ኣገልግሎት ትራንስፖርትን ሜላታት ምክልኻል  ኮቪድ-19 ብኣግባቡ ተግባራዊ ንክግበር ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ፃውዒት ኣቕሪበን። እተን ሚኒስትር፥ እዚ እዋን በቢመዓልቱ ምርመራ ካብ ዝግበረሎም እቶም ልዕሊ…

ቱርኪ ንፈለማ እዋን ሙሉእ ዕፅዋ ምንቅስቓስ ክተንብር ኢያ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቱርኪ ብምኽንያት ምስፍሕፋሕ ኮቪድ-19 ንፈለማ እዋን ሙሉእ ዕፅዋ ምንቅስቓስ ክተንብር ኢያ ተባሂሉ። መንግስቲ እታ ሃገር፥ ዝርገሐ እቲ ቫይረስ ንምግታእን መጠን ሞት ንምንካይን ብዝብል ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ሙሉእ ዕፅ ምንቅስቓስ ከምዘንብር…