Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ጥዕና ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ዝሃበቶ 453 ሺሕን 600 ዶዝ ክታበት ኮቪድ 19 ተረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ  ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ዝሃበቶ 453 ሺሕን 600 ዶዝ ክታበት ኮቪድ 19 ተረኪበን። እቲ ደገፍ፥ "ጆንሰን ኤንድ ጆንሰን" ዝተብሃለ ዓይነት ክታበት ኢዩ ተባሂሊ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ነቲ ደገፍ ኣብ…

ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስኮሮና ህይወቶም ዝሓልፉ ሰባት ቁፅሮም ከምዝወሰኸ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስኮሮና ህይወቶም ዝሓልፉ ሰባት ቁፅሮም ከምዝወሰኸ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ከም ገለፃ እቲ ትካል ኣብ ኣፍሪካ በቲ ቫይረስ ንሕልፈት ዝተቓልዑ ሰባት ቁፅሮም ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ብ43 ሚኢታዊ ክብ ክብል ክኢሉ፡፡ ናሚቢያ፣…

ሳልሳይ ዓሌት ለበዳ ቫይረስ ኮቪድ-19 ምርኣይ ከምዝጀመረ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዴልታ ዝተብሃለ ዓሌት ለበዳ ኮቪድ19 ቫይረስ ብልዑል ቅልጣፈ እናተስፋሕፈሐምምፅኡ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊፁ፡፡ ከም ገለፃ እቲ ትካል ጅምር ሳልሳይ ዓሌት ኮቪድ19 እናተርኣየ ይርከብ፡፡ ንዘሓለፉ ኣርባዕተ ተኸታተልቲ ሰሙናት ድማ ኣብ ዓለም ዝርገሐ…

ካልኣይ ዙር ክታበት ኮቪድ 19 ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ትካላት ጥዕና ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ካልኣይ ዙር ክታበት ኮቪድ 19 ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ትካላት ጥዕና ክወሃብ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ ኣብ ቀዳማይ ዙር ልዕሊ 2 ሚሊየን ዜጋታት ክታበት ከምዝወሰዱ ገሊፀን። ልዕሊ 42…

ኣብ ህንዲ ብምኽንያት ቫይረስ ከሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 400 ሺሕ ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ብምኽንያት ቫይረስ ከሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 400 ሺሕ ዛይዱ። ኣብታ ሃገር በቲ ቫይረስ ህይወቶም ዝሓልፍ ሰባት ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ እናወሰኸ እንትኸውን፥ ኣብ ዝሓለፉ 39 መዓልቲታት ጥራሕ ህይወት 100 ሺሕ ሰባት…

ሆንግ ኮንግ ካብ ብሪታኒያ ዝግበሩ በረራታት ኣጊዳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሆንግ ኮንግ ካብ ብሪታኒያ ናብታ ሃገር ዝግበሩ በረራታት ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝኣገደት ተሓቢሩ። እቲ እገዳ ሓዱሽ (ዴልታ) ዓሌት ዘለዎ ቫይረስ ኮቪድ-19 ኣብ እንግሊዝ ምስ ምስፍሕፍሑ ስዒቡ ዝተነበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ካብ ብሪታኒያ ናብ ሆንግ…

ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 52 ወገናት ቫይረስ ኮሮና ተረኺብዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ከተማ መቐለ ምርመራ ቫይረስ ኮሮና ካብ ዝተገበረሎም 175 ሰባት እቶም 52 ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረከቦም ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ካብ 23 መጋቢት 2013 ዓ/ም ክሳብ 8 ሰነ 2013 ዓ/ም ኣብ ከተማ…

ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ 400 ሺሕ ዝፅጋዕ ክታበት ኮቪድ-19 ከምትረክብ ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ 400 ሺሕ ዝፅጋዕ ክታበት ኮቪድ-19 ከምትረክብ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር፥ ኣብ ኢትዮጵያ እናተውሃበ ዝርከብ ክታበት ኮቪድ-19ን ኣብ ቀፃሊ ዝወሃብ ካልኣይ ዙር መርሃ ግብሪ ክታበትን…

ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ስዓታት ብዝተኻየደ ምርመራ 40 ወገናት ቫይረስ ኮሮና ተረኺብዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፈ 24 ሰዓታት ን117 ወገናት ምርመራ ቫይረስ ኮሮና ዝተገበረሎም እንትኸውን ካብዝኦም እቶም 40 ወገናት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ሓለዋ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ክሳብ ሐዚ ኣብ ገዛ ንገዛ ሕክምና ኣገልግሎት…

ኣብ ህንዲ ኣብ ሓደ መዓልቲ 6 ሺሕን 148 ሰባት ብምኽንያት ኮቪድ-19 ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ኣብ ሓደ መዓልቲ ብምኽንያት ኮቪድ-19 ዝለዓለ ቁፅሪ ሞት ተመዝጊቡ። ኣብታ ሃገር ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 6 ሺሕን 148 ሰባት ብምኽንያት ኮቪድ-19 ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሚኒስቴር ጥዕና ህንዲ ኣፍሊጡ፡፡ እዚ ድማ ክሳብ ሕዚ ካብ…