Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትካላት ጥዕና ዘሎ ኣቕርቦት መድሓኒት 84 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ በቢብርኩ ኣብ ትካላት ጥዕና ዘሎ ኣቕርቦት መድሓኒት 84 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘቕረቦ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ከምዝበሎ፥ ኣብቶም ኣዋርሕ ብዕድጊትን ብዓይነት ሓገዝን…

ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ ንሚኒስቴር ጥዕና ደገፍ ናውቲታት ላቦራቶሪ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ(ዩ ኤስ ኤ አይ ዲ)  ንሚኒስቴር ጥዕና ደገፍ ናውቲታት ላቦራቶሪ ገይሩ። ማይከሮስኮፕን ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ሕክምናን 300 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካ ወፃኢ ዝተገበረሎም ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ኣብ ኢትዮጵያ ነዝርከቡ 28…

ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሙ ንኸዓቢ ዝሕግዙ መገዲታት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ክዓቢ ምግባር ብሕማም ከይንጥቃ ይሕግዘና። ሰብ ሞያታት ሕክምና፥ ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ንምዕባይ ካብ ኣመጋግባ ጀሚሩ ስሩዕ ዝኾነ ኣነባብራ ህይወት ክንክተል ከምዝግባእ ይምዕዱ። ኣመጋግባ…

ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ባንኪታት ደም ዳግም ስራሕ ንምጅማር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ባንኪ ደመን ቲሹን ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ባንኪታት ደም ዳግም ስራሕ ንምጅማር ይስራሕ ኣሎ ኢሉ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ሃብታሙ ታዬ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ እቶም ኣገለግሎታት ናብ…

ኮምፒተር ኣብ ሕቚፊ ምቕማጥ ምንካይ መጠን ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ የስዕብ-ተመራመርቲ 

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንካይ መጠን ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ጠንቅታት መኻንነት ደቂ ተባዕትዮ ከምዘስዕብ ተመራመርቲ ገሊፆም። እቶም ተመራመርቲ ከምዝገለፅዎ፥ ጠንቂ ምንካይ መጠን ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ እንተወሓደ ሓሙሽተ ምኽንያታት ኢዮም። ንሳቶም ድማ፥ ልዕሊ ዓቐን ርጉዲ፣…

ሳዕቤን ዘይንቡር ምፍሳስ ደም ወርሓዊ ፅግያት

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣስታት ርብዒ ደቂ ኣንስትዮ ምሒር ብዝሒ ፃግነ (menorrhagia) ተባሂሉ ዝፍለጥ ሕክምናዊ ኵነታት ከምዘጋጥመን መፅናዕቲታት ይሕብሩ። ከቢድ ፅግያታዊ ደም ድማ ሜነረጂያ (menorrhagia) ከቢድ ወይ ንነዊሕ እዋን ዝፈስስ ዘይንቡር ወርሓዊ…

ኣብ ትግራይ ክታበት ፀረ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ክታበት ፀረ ለበዳ ቫይረስ ኮሮናን ካልኦት ስሩዓት ክታበታትን እናተውሃበ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ሚኒስቴር ሓላፊ ዴስክ ክታበት ኣዴታትን ህፃናትን መልካሙ ኣያሌው ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ሰላም ስምምዕነት ስዒቡ ኣብ ዓውዲ…

ንልዕሊ 300  ህፃናት ሕክምና መጥባሕቲ ልቢ ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ሓገዝ ሕሙማት ልቢ ህፃናት ኢትዮጵያ ኣብ 2020 ዓ.ም.ፈ ንልዕሊ 300  ህፃናት ሕክምና መጥባሕቲ ልቢ ከምዝተገበረ ገሊፁ። ብተወሳኺ ን8 ሺሕን 674 ሕሙማን ክትትል ሕክምና ከምዝተገበረ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ማእኸል ሕክምና ኣብዚ ሐዚ…

መከላኸሊ ክታበት ንፍዮ ብብርኪ ሃገር ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መከላኸሊ ክታበት ንፍዮ ብብርኪ ሃገር ምሃብ ተጀሚሩ። እቲ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ኣብ ዝርከብ ጣቢያ ጥዕና ሰርጥ ኢዩ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ዴኤታ ዶክተር ደረጄ ዱጉማን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ጥዕና ህፃናት ዝተማለአ ንኽኸውን ዝወሃቡ ክታበታት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፃናት ካብ ከቢድ ሕማም ንምክልኻል ክታበት ቀሊልን ድሕንነቱ ዝተሓለወን ሜላ ብምዃኑ ወለዲ ብእዋኑ ንኸኽትቡዎም ይምከር፡፡ ክታበት ንመከላኸሊ ሓደ ተመሓላላፊ ሕማም ኣቐዲሙ ዝውሰድ መድሓኒት እንትኸውን÷ናይ ሰብ ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ…