Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ድሬዳዋ ማእኸል ሕፅበት ኩላሊት ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ድሬዳዋ ማእኸል ሕፅበት ኩላሊት ተመሪቑ። እቲ ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ሳብያን ዝተመረቐ ማእኸል ልዕሊ 22 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብተወለድቲ ድሬዳዋ ደገፍን ምትሕብባር ማሕበር ኣክሲዮን ሲሜንት ናሽናልን…

ጥንቃቐ ዝደሊ ኣመጋግባ እዋን በዓላት

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን በዓላት ዝግበር ኣመጋግባ ግቡእ ጥንቃቐ እንተዘይተገይሩ ንፀገም ጥዕና ከቃልዕ ይኽእል። ምዝዛም መዓልቲታ ፆም ስዒቦም ዘሎ ኣመጋግባ ጥንቃቐ ዝተመልኦ ክኸውን ከምዝግባእ ሰብ ሞያ ጥዕና ይምዕዱ። ምኽንያቱ ድማ ንነዊሕ እዋን ካብ ቅብኣት…

ዲጂታል ጥዕና ሸቶታት ዓውዲ ጥዕና ኣብ ምዕዋት እወንታዊ ኣጋጣሚታት ይፈጥር ኣሎ – ዶ/ር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ጥዕና ሸቶታት ዓውዲ ጥዕና ኣብ ምዕዋት እወንታዊ ኣጋጣሚታት ይፈጥር ኣሎ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ሚኒስቴር ጥዕና ምስ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን  ኣካል ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስ ዝኾነ “ቤተር ዛን ካሽ አሊያንስ”ን…

እኹል ድቃስ ዘይረክብ ሰብ ኣብ ኣካላቱ እንታይ ሳዕቤን የጋጥሞ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ስእነት ድቃስ ምስ ዝተፈላለዩ ምምዝባላት ርክብ ዘለዎ’ዩ። ኣብ ልዕሊ 5 ሚልየን ተሳተፍቲ ዝተገብሩ 153 መፅናዕትታት ከም ዘረጋግፅዎ ሓፂር ሰዓታት ድቃስ ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ዕድመ ምስ ሕማም ሽኮርያ፣ ልዑል ፀቕጢ ደም፣ ካርዲዮቫስኲላር…

ኮምፒተር ኣብ ሕቚፊ ምቕማጥ ምንካይ መጠን ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ የስዕብ-ተመራመርቲ 

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንካይ መጠን ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ጠንቅታት መኻንነት ደቂ ተባዕትዮ ከምዘስዕብ ተመራመርቲ ገሊፆም። እቶም ተመራመርቲ ከምዝገለፅዎ፥ ጠንቂ ምንካይ መጠን ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ እንተወሓደ ሓሙሽተ ምኽንያታት ኢዮም። ንሳቶም ድማ፥ ልዕሊ ዓቐን…

ንኣመጋግባ ኣትክልቲ ቀዳምነት ምሃብ ኣብ ደም ዝርከብ መጠን ኮሌስትሮልን ስብሕን ክንኪ ይገብር-ተመራመርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣመጋግባና ኣትክልቲ ቀዳምነት ምሃብ ንጥዕና ልቢ ፅቡቕ ምዃኑ ንኣርብዓ ዓመታት ኣብ ዝተኣከበ መረዳእታ ዝተገብረ ገምጋም ኣመልኪቱ። ተመራመርቲ ደንማርክ ከም ዘመልክትዎ፥ ኣብ ኣትክልትን ኣሕምልትን ጥራይ ዝተመስረተ ስርዓት ኣመጋግባ ነቲ ንወቕዒ…

መርዘን ርእሲ ብምንታይ ይፍወስ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርዘን ሓደ ካብቶም ልዕሊ 200 ሕማማት ርእሲ ኮይኑ እቲ ቀንዲ ጠንቂ ሕማም ጥዕና ህዝቢ ከም ዝኾነ ይግለፅ። ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ ዓለም ካብ 14–15 ሚእታዊት ዝርገሐ መርዘን ከም ዘሎ መርበብ ሓበሬታ ሃገራዊ ቤተ መፃሕፍቲ ሕክምና ከምዘመላኽት ኣብ…

ዓለም ለኸ ስግኣት ኮቪድ-19 ይቐንስ እንበር ሐዚ እውን ጥንቃቐ ከምዘድሊ ሚኒስቴር ጥዕና ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ስግኣት ኮቪድ-19 ይቐንስ እንበር ሐዚ እውን ጥንቃቐ ከምዘድሊ ሚኒስቴር ጥዕና ኣተሓሳሲቡ። ምኽንያቱ ድማ ብሳርስን ኮሺድ-2 ዝልከፉ ብሚሊየናት ዝቑፀሩ ሰባት ሐዚ እወን ከምዘለዉ ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ጥንቃቐ ዝደሊ ኣመጋግባ እዋን በዓላት

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን በዓላት ዝግበር ኣመጋግባ ግቡእ ጥንቃቐ አእንተዘይተገይሩ ንፀገም ጥዕና ከቃልዕ ይኽእል፡፡ ምዝዛም መዓልቲታ ፆም ስዒቦም ኣብ ዝመፅኡ በዓላት ዘሎ ኣመጋግባ ጥንቃቐ ዝተመልኦ ክኸውን ከምዝግባእ ሰብ ሞያ ጥዕና ይምዕዱ፡፡ ምኽንያቱ ድማ…

ኣብ ትካላት ጥዕና ዘሎ ኣቕርቦት መድሓኒት 84 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ በቢብርኩ ኣብ ትካላት ጥዕና ዘሎ ኣቕርቦት መድሓኒት 84 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘቕረቦ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ከምዝበሎ፥ ኣብቶም ኣዋርሕ ብዕድጊትን ብዓይነት ሓገዝን…