Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

December 2019

ኣይተ ቢኒያም ምሩፅ ይፍጠር ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኣዲስ ኣበባ ንክኸውን ተመሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ቢኒያም ምሩፅ ይፍጠር ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኣዲስ ኣበባ ንክኸውን ተመሪፁ። ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኣዲስ ኣበባ ብፕሬዚዳንትነት ንቐፀልቲ 4 ዓማውቲ ዝመርሖ ምርጫ ትማሊ ከምዘሳለጠ ኮሚሽን ስፖርት ኣዲስ ኣበባ ዘውፅኦ ሓበሬታ የረድእ።…

ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኢትዮጵያ ከሳልጥዎ ዝቐነዩ ዑደት ዛዚሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኢትዮጵያ ከሳልጥዎ ዝቐነዩ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ተጓዒዞም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ…

ኣብ ካዛኪስታን ብዝበፅሐ ሓደጋ ነፋሪት ብውሑዱ 14 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካዛኪስታ 98 ተሳፈርቲ ፅዒና እትጎዓዝ ዝነበረት ነፋሪት ብምውዳቓ ብውሑዱ 14 ሰባት ከም ዝሞቱ ሰብመዚ'ታ ሃገር ኣፍሊጦም። እታ ንብረት መገዲ-ኣየር “በክ” ዝኾነት ነፋሪት፥ ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣልማቲ ምስተገበሰት እታ ነፋሪት ካብ…

እምነ ኩርናዕ ህንፀት ኤምባሲ ኤርትራ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)እምነ ኩርናዕ ህንፀት ኤምባሲ ኤርትራ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከባቢ ሰድስት ኪሎ ኣዲስ ኣበባ ተነቢሩ። እቲ ኤምባሲ፥ መንግስቲ ኤርትራ ከምብሓዱሽ ዘህንፆ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ስለዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት…

ፎረም ፕሞሽን ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፎረም ፕሞሽን ቱሪዝም ኢትዮጵያ “ኢትዮጵያ ጥንታዊት ምድሪ ሃገር” ብዝብል ቴማ ኣብ ቻይና ግዝኣት ሄናን ተሳሊጡ። ፍሉይ ልኡኽን በዓል ምሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ኣብቲ 14 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ዝተሳለጠ ፎረም…

ጅግና ሲኤን ኤን ፍረወይኒ መብራህቱ መቐለ እንትትኣቱ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጅግና ሲኤን ኤን ፍረወይኒ መብራህቱ ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቐትሪ መቐለ ክትኣቱ እንተላ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ። ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ምስ ጥምረት ደቂ ኣንስትዮ ብምዃን ንፍረወይኒ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ እንትትበፅሕ ናይ ጅግና…

ቀዳማይ ሚ/ር ዶ/ር ኣቢይን ፕሬዚዳንት ኢሳያስን ቢሾፍቱ ኣብ ዝርከብ መውሃዲ ውፅኢት ፀባ ሆላንድ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክትር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ሃገረ ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂን ቢሾፍቱ ኣብ ዝርከብ መውሃዲ ውፅኢት ፀባ ሆላንድ ዑደት ኣሳሊጦም። እቲ ትካል መውሃዲ ፀባ፥ ባዕሉ ካብ ዘራብሐንን ኣፍቲ ከባቢ ካብ ዝርከቡ ሓረስቶትን…

ሩሲያ፣ ኢራንን ቻይናን ሓበራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ክገብራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍቢሲ)ሩሲያ፣ ኢራንን ቻይናን ድሕንነት ዓለም ለኸ ንግዲ ዓለም ንምሕላው ዘኽእል ሓበራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ክገብራ ኢየን። እተን ሃገራት ካብ ፅባሕ ዓርቢ ጀሚረን ንኣርባዕተ መዓልቲ ዝፀንሕ ልምምድ ከምዝገብራ ኣቐባሊ ቓል ሓይሊ ሰራዊት ኢራን ብርጋዴር…

ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ፣ መሰል ህዝቢታት ረጊፅካ ምንባር ከምዘይከኣል ህያው ኣብነት ከኸውን ዝበቕዐ ኢዩ-ዶክተር ደብረፂዮን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ፣ መሰል ህዝቢታት ረጊፅካ ምንባር ከምዘይከኣል ህያው ኣብነት ከኸውን ዝበቕዐ ኢዩ ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ገሊፆም። ዶክተር ደብረፂዮን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…

ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ ግዕዝይና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ ግዕዝይና ብብርኪ ዓለም ንመበል 16 ጊዜ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 15 ጊዘ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፣ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣይተ ብርሃኑ…