Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2021

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወራር ካብ ዝሓዞም ከባቢታት ብህፁፅ ይውፃእ – ተወለድቲ ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወራር ካብ ዝሓዞም ከባቢታት ብህፁፅ ለቒቑ ንኽወፅ ኣብ ክልል ዓፋር ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ሓቲቶም። ኣብ ከተማታት ሰመራን ሎጊያን ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኸፈቶ ኲናት ዝኹንን ሰላማዊ ሰልፊ…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መበል 11 ክልል ብምዃን ንክውደብ ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፤ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መበል 11 ክልል ብምዃን ንክውደብ ወሲኑ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ መበል ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ቀዳማይ ዓመት ጊዘ ስራሕ ቀዳማይ ህፁፅ ኣኼባ፥ ህዝበ ውሳነ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መርሚሩ ኣፅዲቑ።…

ደሴ ንምሓዝ ተሃንዲዱ ዝመፅአ ወራሪ ሓይሊ ብምምካት ዘኹርዕ ተጋድሎ ይፍፀም ኣሎ- ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ) ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ  ኣብ እዋናዊ ሀገራዊ ኩነታትብምድሃብ መግለፂ ሂቡ። ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር እናተመርሐ ወራሪ ጉጅለ ራዕዲን ዘሰለፎ መንጋን እናመከተ ዝርከብ መላእ ሓይሊ…

ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከባቢ መሳለሚያ እህል በረንዳ ሓደጋ ሓዊ ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከባቢ መሳለሚያ እህል በረንዳ፣ ህንፃ ኣማኑኤል ፀጋ ኣብ ሓደጋ ሓዊ ኣጋጢሙ። እቲ ሓደጋ ሓዊ ንምቁፅፃርን ነብ ካልኦት ንኸይጋፋሕን፥ ሰብ ሞያ ምቁፅፃር ሓደጋ ሓዊ፣ ኣባላት ፖሊስን መናእሰይ እቲ ከባቢን ይረባረቡ ኣለዉ።…

መንግስቲ ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ካብ ኣገዋ ንምውፃእ ዝገብሮ ፃዕሪ ንከፅንዖ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣሜሪካ ኢትዮጵያ ካብ ኣገዋ እትረኽቦ ረብሓ ንምስኣንን ከብ ኣባልነት ንምውፃእ ዝጀመሮ ምንቅስቓስ ዳግም  ንከፅንዖ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ብዕላዊ ደብዳበ ሓቲቱ። ኢትዮጵያ ካብ ህዙሓት ዝማዕበላ ሃገራት ኣለም ለኸ  ኮርፖሬሽን…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንክልተ ዓመት ዝኸውን ቀለብ ካብ ክልል ኣምሓራ ንምእካብ ተሊሙ ይንቀሳቐስ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንክልተ ዓመት ዝኸውን ቀለብ ካብ ክልል ኣምሓራ ንምእካብ ተሊሙ ይንቀሳቐስ ኣሎ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒክሽን መንግስቲ ገሊፁ። ኣገልግሎት ኮሚኒክሽን መንግስቲ ሎሚ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ንዝሓለፉ ተኸታተልቲ መዓልታት…

ቀንዲ መገዲ ዕብየት ሕድሕድ ዕድልን ዓቕሚን ብዝግባእ ምጥቃም ምኽኣል ኢዩ-ኢ/ር ታከለ ኡማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ጉዕዞ ለውጢ ቀንዲ መገዲ ዕብየት ሕድሕድ ዕድልን ዓቕሚን ብዝግባእ ምጥቃም ምኽኣል ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ማዕድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ዕሽሽ እንብሎን…

ሓይሊታት ፀፅታ ብዝፍፅምዎ ዝተዋደደ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዓወት ይሓፍሱ ኣለዉ -ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣20 ጥቅምቲ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊታት ፀፅታ በዝፍፅምዎ ዝተዋደደ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዓወት ይሓፍሱ ኣለዉ  ክብል ኣገልግሎ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ሚኒስትር ኣገልግሎ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሠ ቱሉ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ጉጅለ…

ዩኒቨርሲቲ ጋምቤላ ተምሃርኡ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጋምቤላ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 225 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ። እቶም ተምሃሮ ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ዝሰልጠኑ ኢዮም ተባሂሉ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ፥ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ፌዴሪኢ ዶክተር…

መበል 23 ዓመታዊ ጉባኤ ዓውዲ ጥዕና ኣብ ጅግጅጋ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 23 ዓመታዊ ጉባኤ ዓውዲ ጥዕና ኣብ ጅግጅጋ ይካየድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ “ምላሽ ወሃቢ ስርዓት ጥዕና ብሓዱሽ ምዕራፍ” ዘብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ። ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፣ መክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ሶማሌ…