Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2022

ካብ ስዑድ ዓረብ ንዝምለሱ ዜጋታት ካብ ኣቀባብላ ክሳብ እግሪ ምትካል ዘሎ ከይዲ ንምቅልጣፍ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ስዑድ ዓረብ ንዝምለሱ ዜጋታት ካብ ኣቀባብላ ክሳብ እግሪ ምትካል ዘሎ ከይዲ ንምቅልጣፍ እኹል ምድላው ተገይሩ ናብ ስራሕ ከምዝተኣተወ ብሄራዊ ኮሚቴ ኣቀባብላ ስደተኛታት ኣፍሊጡ። ኣብ ኣቢያተ ማእሰርቲ ስዑድ ዓረብ ዝለበሩ ብ100 ኣሽሓት ዝቑፀሩ…

ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ጉዳያት ሰላምን ደሕንነትን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ክልተኣዊ ከባቢያዊ ጉዳያት ፀፅታ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድማርሻል ብርሃኑ ጁላን ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ኬንያ ጄኔራል ሮበርት ኪቢቹን ኣብ ኬንያ ናይሮቢ…

ዝተጎድኡ ትካላት ንምድጋፍን ካብ ስደት ዝተመለሱ ንምጥያሽን ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ዝተጎድኡ ኢንተርፕራይዛትን ትካላት ቴክኒክን ሞያን ንምድጋፍን ካብ ስደት ዝተመለሱ ንምጥያሽን ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘድሃበ ዘተ ምስ ዓለም ለኸ ትካላት ተኻይዱ። ኣብ ክልቲአን ክልላት ዝርከቡ ማእኸላት መውሃቢ…

ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩኣን ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩኣን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደት ከንቲባ ከተማ ሃዋሳ ሓጋዚ ፕሮፌሰር ፀጋዬ ቱኬን ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ኣመራርሓታት እታ ከተማ ተረኺቦም፡፡ እቶም ኣምባሳደር ኣብታ ከተማ ዘለዉ…

ኣብ ከባቢ ኣሰላን ኢተያን ህንፀት ሓይሊ ሃፋ ምፍልፋል ንምፍፃም ዘኽእል ሰነድ ስምምዕ 100 ሚሊየን ዶላር ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ከባቢ ኣሰላን ኢተያን ህንፀት ሓይሊ ሃፋ 50 ሜጋ ዋት ምፍልፋል ንምፍፃም ዘኽእል ሰነድ ስምምዕ 100 ሚሊየን ዶላር ተኸቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕ ሃገር ቦቆል ትካል ቱሉ ሞዬን ኮርፖሬሽን ሚትስቡሽን ከምዝኾኑ ተገሊፁ። እቲ…

ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ን80 ሺሕ ተመዛበልቲ ተምሃሮ ዝገብሮ ሓገዝ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩ ኤስ ኤይድ) ንሓደ ሚሊየን ዶላር በጀት ን80 ሺሕ ተመዛበልቲ ተምሃሮ ዝገብሮ ሓገዝ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ዓፋር ጀሚሩ። እቲ ሓገዝ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ቴሪስ ጃንኮብሶን ኣብ ዓፋር ከተማ ሰመራ ቀዳማይ ብርኪ…

ጉባኤ ሚኒስትራት ትምህርቲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ጉባኤ ሚኒስትራት ትምህርቲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ሓዊሱ ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሀኑ ነጋን ሚኒስትራት ትምህርቲ ኣባል ሃገራትን ተሳቲፎም።…

ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ንክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ 100 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ብምኽኒያት ፀፅታ ካብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን 100 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። ሚኒስትር ጫልቱ ሳኒ፥ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ብምርካብ እቲ ደገፍ ንርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል አሻድሊ ሀሰን…

ሩሲያ 10 ዲፕሎማታት ዝተፈላለያ ሃገራት ሰጒጓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ 10 ዲፕሎማታት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ውሽጢ 72 ሰዓታት ካብ መስኮ ለቒቖም ንክወፅኡ ኣዚዛ። እቶም ዲፕሎማታት ኢስቶኒያ፣ላቲቪያን ሊውትኒያን ገፅታ መስኮ ንምብልሻው ተንቀሳቒሶም ኢዮም ብዝበል ኢዩ እቲ ስጉምቲ ተወሲዱ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት…

ፓርክ ኢንዱስትሪ ኮምቦልቻ ልዕሊ 7 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዘምፀአ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክ ኢንዱስትሪ ኮምቦልቻ ናብ ወፃኢ ካብ ዝለኣኾም ፍርያታት ልዕሊ 7 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ምምፅኡ ገሊፁ። ካብ ወርሒ ሓምለ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ 7 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ዘምፅኡ ፍርያታት ናብ ወፃኢ ንምልኣኽ ተሊሙ ልዕሊ 7 ነጥቢ 4…