Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

February 2020

ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ሰመራ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)10ይ ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባን ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ጀኔራል እንደሻው ጣሰውን ሓዊሱ ኮሚሽነራት ፖሊስ ኩለን ክልላት…

ዶክተር ደብረፅዮን ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ራፋኤል ሞራድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ራፋኤል ሞራድ ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ትሕብብርን ምድግጋፍን ኩለ መዳይ ልምዓት ትግራይን እስራኤልን ብዝምልከት ትኹረት…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ገዱ ኣብ ሮም ምስ ዝርከቡ ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ትካላት ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሬኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ጎድና ጎድኒ ኣብ ጣሊያን ዝገብሩዎ ዘለዉ ዑደት ኣብ ሮም ምስ ዝርከቡ ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ትካላት ተዛትዮም። እቶም ሚኒስትር ምስ ዳይሬክተር ጀነራል ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም ኩ ዶንገዩ፣ ዋና…

ዶ/ር ኢ/ር ስለሺ በቀለ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ፍራንስ ቲመርማንስ ተዛቲዮም። ኣብ ፃንሒቶም ድማ ኣብ ዓውዲታት ምትሕብባር ኢትዮጵያን ኣውሮፓን ኣድሂቦም ልዝብ ገይሮም። እቶም…

ድሙቕ ቅያ መበል 19 ክፍለ ዘመን ኣቦሓጎታትና ዓቂብና ሓዱሽ ታሪኽ ክንፅሕፍ ኢና – መንግስቲን ክልል ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ድሙቕ ቅያ መበል 19 ክፍለ ዘመን ኣቦሓጎታትና ዓቂብና ሓዱሽ ታሪኽ ክንፅሕፍ ኢና ክብል ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣብ ዘውፀኦ ሰሙናዊ መልእኽቲ ኣፍሊጡ። ሙሉእ ትሕዝቶ ናይቲ መግልፂ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ ድሙቕ ቅያ፣ መበል 19…

ናይ ሚኒስትር ድሕንነት ደቡብ አፍሪካ ስልኪ ተጠሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ድሕንነት ደቡብ አፍሪካ ኣያንዳ ድሎድሎን ምክትለንን ስልኪ ምጥላፉ ተገሊፁ። መርመርቲ እታ ሃገር ናይተን ሚኒስትርን ካልኦት መሳርሕተንን ስልኪ ብኸመይ ከምዝተጠለፈ እናተፃረየ ምዃኑ ገሊፆም። እቶም ጠለፍቲ ዝተፈላለዩ ሰነዳትን ዝተፈላለዩ…

ዘይሕጋዊ ሰነዳት እናሓተመ ዝነበረ ተጠርጣሪ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ የተለያዩ ዘይሕጋዊ ሰነዳት እናሓተመ ዝተረኸበ ተጠርጣሪ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ምውዓሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። እቲ ተጠርጣሪ፥ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ወረዳ ሽዱሽተ ብልምዲ ጨው በረንዳ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ብሓበሬታ…

90 ኢትዮጵያውያን ካብ ታንዛኒያ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዳይ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ዝኾኑ 96 ኢትዮጵውያን ሎሚ መዓልቲ ካብ ታንዛኒያ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ተመለስቲ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እታ ሃገር ዝርከቡ እስር ቤታት ዝፀንሑ ምዃኖም ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ታንዛኒያ ኣፍሊጡ።…

ኢትዮጵያን ደቡብ ኮርያን ሰነድ ስምምዕነት ሓገዝ 27 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ኮርያን ንዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ልምዓት ዝውዕል ሰነድ ስምምዕነት ሓገዝ 27 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪመን። ክልቲአን ሃገራት ሰለስተ ሰነድ ስምምዕነታት ኢየን ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት ኣብ ሽዱሽተ ዓመት ዝፍፀምን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝግበር ምንቅስቓስ ከበድቲ ተሸከርከረቲ ምምሕያሽ ሰዓት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝግበር ምንቅስቓስ ከበድቲ ተሸከርከረቲ ምምሕያሽ ሰዓት ተገይሩ። ብመሰረት እዚ ካብ ንጉሆ ሰዓት ሰለስተ ጀሚሩ ክሳብ ድሕሪ ሰዓት 10ን ፈረቓን ክንቀሳቐሳ ከምዝኽእላ ተገሊፁ። ካብዚ ብተወሳኺ ድማ ምሸት ካብ ሰዓት 12…