Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2023

3ይ ዙር ፕሮግራም መስፋሕፍሒ ትካላዊን መሰረተ ልምዓትን ከተማታት ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)859 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ በጀት ተሰሊዑሉ እናተተግበረ ዝፀንሐ ሳልሳይ ዙር ፕሮግራም መስፋሕፍሒ ትካላዊን መሰረተ ልምዓትን ከተማታት ተዛዚሙ፡፡ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ÷ ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ…

ኲናት ኒውክሌር ካብ ክሌማዊ ለውጢ ዝኸፍአ ኣይኮነን – ኣንቶኒ ብሊንከን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኲናት ኒውክሌር ካብ ክሌማዊ ለውጢ ዝኸፍአ ኣይኮነን ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣንቶኒ ብሊንከን ገሊፆም፡፡ እቶም ሚኒስትር ትማሊ ኣብ መደብ ቴሌቪዥን 60 ደቒቕ ኣውስትራሊያ ቀሪቦም ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ዓለም እናተርኣ ዝመፅአ ክሌማዊ ለውጢ ዝዓበየ…

ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ደቡብ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ደቡብ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ9 ኣኼባ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣  ሚኒስትር ዓለም ለኸ ርክብን ምትሕብባርን ደቡብ ኣፍሪካ ናሌዲ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሓፂሮም ኣብ ልዕሊ ዝተትሓዙ 15 ሺሕ ቦታታትን 68 ሺሕ ብሸራ ዝተሰርሑ ኣባይቲን ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሓፂሮም ኣብ ልዕሊ ዝተትሓዙ 15 ሺሕ ቦታታትን 68 ሺሕ ብሸራ ዝተሰርሑ ኣባይቲን ስጉምቲ ከምዝተወሰደ በዓል መዚ ምኽባር ደንቢ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ዋና ኣካያዲ ስራሕ እቲ በዓል መዚ ሻለቃ ዘሪሁን ተፈራ ንፋና ብሮድካስቲንግ…

ልዕሊ 454 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈለለዩ ጨንፈር ኣብያተ ፅሕፈት ጉምሩኽ ልዕሊ 454 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ እናዘዋወሩ ዝተረኸቡ 11 ውልቀ ሰባትን 4 ተሽከርከርቲ ኣብ…

መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ እናቕረበ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ወገናት ሓገዝ እናቕረበ ምዃኑ ኮሚሽን ኣመራርሓ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ምግቢ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡ መንግስቲ ፌዴራል ኣብቲ ክልል ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም…

ፕሬዚዳንት ፑቲን ሓሳብ ሰላም ኣፍሪካ ኣብ ሰላም ሩሲያ-ዩክሬን መሰረት ክኸውን ከምዝኽእል ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ሓሳብ ሰላም ኣፍሪካ ኣብ ሞንጎ ሩሲያ-ዩክሬን እናተኻየደ ዝርከብ ኲናት ጠጠው ንምባል መሰረት ሰላም ክኸውን ከምዝኽእል ገሊፆም፡፡ ንሬውተርስ ፀሪሑ ኣልጄዚራ ከምዝፀብፀቦ÷ ኣፍሪካያን መራሕቲ ዘቕረቡዎ ትልሚ ሰላም ዋላ…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ንቡሩንዲ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ሴካፋ ትሕቲ 18 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንተጋጣሚታ ቡሩንዲ 2 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ እሙሽ ዳንኤል ቅድሚ ዕረፍቲን ድሕሪ ዕረፍቲን ብዘመዝገበን ክልተ ሸቶታት ኢያ ኢትዮጵያ ክትዕወት ክኢላ፡፡…

ጉጅለ ሕክምና ቻይና ኣብ ኢንዱስትሪ ዞባ ምብራቕ ንዝሰርሑ ሰራሕተኛታት ናፃ ግልጋሎት ምርመራን ሕክምናን ይህቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሕክምና ቻይና ኣብ ኢንዱስትሪ ዞባ ምብራቕ ንዝሰርሑ ሰራሕተኛታት ናፃ ግልጋሎት ምርመራን ሕክምናን እናሃቡ ይርከቡ፡፡ "ጥዕና ሰራሕተኛታት ኢትዮጵያ ንሕሉ ኢና" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተውሃበ ዝርከብ ናፃ ሕክምና÷ ኣብ ሞንጎ ህዝብታት ቻይናን…

2ይ ዙር ተፈተንቲ 12 ክፍሊ ናብ ዝተመደቡሉ ዩኒቨርሲቲ ይኣተዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)2ይ ዙር ተፈተንቲ ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ተምሃሮ ናብ ዝተመደቡሉ ዩኒቨርሲቲ ይኣተዉ ኣለዉ። 2ይ ዙር ተፈተንቲ (ተፈጥሮ ሳይንስ) ተምሃሮ ፈተና ናብ ዝወስዱሉ ዩኒቨርሲቲ ካብ ትማሊ ጀሚሮም እናኣተዉ ይርከቡ፡፡ ፅባሕ ድማ ንተፈተንቲ ገለፃ…