Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ቻይና ኣብ ዓውዲ መፍረዪ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ትገብሮ ሓገዝ ከምተጠናኽር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዛኦ ዚዩዋን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ክልቲአን ሃገራ ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ኣብ ዘጠናኽሩ ጉዳያት ትኹረት ገይሮም፡፡ ኣይተ መላኩ ኣለበል÷…

ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ናይ 1 ነጥቢ 72 ቢሊየን ዶላር ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ናይ 1 ነጥቢ 72 ቢሊየን ዶላር ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን ተፈራሪሞም፡፡ እቲ ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን÷ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ልምዓን ንምርግጋፅ ዝውዕሉ ሽዱሽተ ፕሮጀክታት ንምትግባር ከምዝውዕል ተገሊፁ፡፡ እዋናዊ…

ዳያስፖራ ንግድብ ህዳሰ ዝገብሮ ድጋፍ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል ሕቶ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ንግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ  ዝገብሮ ድጋፍ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል ሕቶ ቀሪቡ። ማሕበር ዲያስፖራ ኢትዮጵያ ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት መንግስቲ ዘቲዩ። እቲ ዘተ፥ ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ኣብ ልምዓትን ሃገራዊ ዛዕባታትን ዘለዎ ተሳትፎ ከብ…

በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን፥ ዕዳጋ ነዳዲ ብኹለን ባንኪታት ከምዝጅመር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ኣብ ዝተወሰነ ኣማራፅታት ከፍሊት ዝነበረ ዕዳጋ ነዳዲ ኣብ ቀፃሊ ብኹለን ባንኪታት ከምዝጅመር ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን እቲ በዓል መዚ በቀለች ኩማ፥ ምስ ዕዳጋ ነዳዲ ዝዛመድ ካብ ዓማዊልን ካልኦት ባንኪታትን…

ትካላት ፋይናንስ መካተቲን ድሕንነቱ ኣብ ዝተሓለወን ግልጋሎት ዲጂታል ፋይንስ ብትኹረት ከምዝሰርሑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ፋይናንስ መካተቲን ድሕንነቱ ዝተሓለወን ግልጋሎት ዲጂታል ፋይንስ ተፀበፃ ኣብ ምግባር ብትኹረት እናሰርሑ ከምዝኾኑ ገሊፆም። ሓለፍቲ ስራሕ ትካላት ፋይናንስ÷ ትሑት ኣታዊ ዘለዎም ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ ምክታት ዘሎ ክፍተት ዓውዲ ፋይናንስ…

ኣብ ውድድር ጉያ 6 ኪሎ ሜትሮ መናእሰይ ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌቶች ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ጉያ 6 ኪሎ ሜትሮ መናእሰይ ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌቶች ተዓዊተን። እተን ኣትሌታት ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ኢየን ተዓዊተን ተባሂሉ። ብመሰረት እዚ ኣትሌት ማርታ ኣለማየሁ፣ ኣሳየች ኣይቸውን ሮቤ ዲዳን…

ልዕሊ 310 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 310 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። ካብ 13 ክሳብ 19 መጋቢት 2016 ዓ.ም ብመሰረት ዝተገበረ ክትትል  189 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ኣታዊን 121 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ሰደድ…

ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ስምምዕነት ሓገዝ 10 ሚሊየን ዶላር ፈፂመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ፍርያት ወፃኢ ሕርሻ ንምብርትታዕ ስምምዕነት ሓገዝ 10 ሚሊየን ዶላር ገይረን። ብትካል ዓለም ለኸ ምትሕብባር ደቡብ ኮሪያ (ኮይካ) ኣቢሉ ዝገበሮ ሓገዝ ኣብ ዝተመረፁ ዓውዲታት ማለት እውን ቡን፣ ቅመማ ቅመም፣ ቆፅሊ ሻሂ፣…

ኔትዎርክ ሞያዊያን ደቂ ኣኒስቲዮ ፋይናንስ ኢትዮጵያ ብዕሊ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኔትዎርክ ሞያዊያን ደቂ ኣኒስቲዮ ፋይናንስ ኢትዮጵያ(ኒውፊን) ብዕሊ ተጣይሹ። እቲ ኔትዎርክ፥ ተረባሕነት ፋይናንስ ደቂ ኣኒስቲዮ ክብ ዘብል ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብምትሕብባር ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ዝተጣየሸ ኢዩ ተባሂሉ። ደቂ…

ኩባንያ ሳይመንስ ኣብ ኢትዮጵያ ኣማራፅታት ልምዓት ኢነርጂ ንምስታፍ ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ኢነርጂ ሳይመንስ ኣብ ኢትዮጵያ ኣማራፅታት ልምዓት ኢነርጂ ንምስታፍ ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂ ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር፣ኢ/ር)ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪካን ስቴፋን ኣወርን ተወካሊ እቲ ኩባኒያን…