Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዝንቕ ፋና

ኣብ ሆስፒታል ወራቤ ሓንቲ ኣዶ ኣርባዕተ ሒንጠይ ብሓደ ግዘ ተገላጊላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኮምፕርሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ወራቤ ሓንቲ ኣዶ ኣርባዕተ ሒንጠይ ብሓደ ግዘ ተገላጊላ። ወ/ሮ ነፊሳ ሸምሰዲን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ወረዳ  ሳንኩራ ከተማ ኣለምገበያ ምስተመልሰት ኢያ ተገላጊላ። እታ ኣዶ ብመጥባሕቲ ሕክምና ሰለስተ…

1.5 ቢልዮን ዶላር ተሸይጡ ክብረወሰን ዝሰበረ ስነ-ጥበባዊ ስርሓት

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ብነፍስሄር ተሓጋጋዚ መስራቲ ማይክሮሶፍት ፖል ኣለን ዝውነኑ ስእልታትን ቅርጻታትን ክብረወሰን ብዝሰበረ ዋጋ 1.5 ቢልዮን ዶላር ተሸይጦም። እቲ መሸጣ ኣብ ታሪኽ እቲ ዝዓበየ ሓራጅ ስነ-ጥበብ ከምዝኾነ እቲ ኣብ ዓለም ብቀጥታን ብኢንተርኔትን ብዘካይዶ…

ኣሰር ቅድሚ 113 ሚልየን ዓመታት ዝነበረ  ዳይኖሶር ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸላይ ቴክሳስ ዝርከብ መጠን ወሓዚ ማይ ምስ ነፀፈ ቅድሚ 113 ሚልየን ዓመት ናይ ዝነበሩ ዳይኖሶራት ኣሰረ ከምዝተቐልዐ ተገሊፁ። እቲ ኣሰር “ኣክሮሃኖሳውሮስ” ዝበሃል ዓቢይ ዳይናሶር ብማይ ተሸፊኑ ስለዝነበረ ድሕሪ 2000 ዓ.ም ከይተርኣየ…

ኣብ ዞባ ወላይታ ክልተ ኣስናን ኣብቊሉ ዝተወለደ ህፃን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዞባ ወላይታ ቀዳማይ ብርኪ ሆስፒታል ገሱባ ክልተ ኣስናን ዘብቆለ ህፃን ከምዝተወለደ እቲ ሆስፒታል ኣፍሊጡ። መካየዲ ስራሕ እቲ ሆስፒታል ዶክተር ፀጋዬ እንድሪያስ ከምዝገለፁዎ፥ ትማሊ ምሸት ክልተ ኣስናን ዘለዎ ህፃን ከምዝተወለደን እዚ ክስተት…

ምንም ናይ ምብራር ልምዲ ዘይብሉ ተሳፋሪ ሓደ ኣብራሪ ድሕሪ ምሕማሙ ብዘይ ዝኾነ ፀገም ነፋሪት ከዕልብ ክኢሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንም ናይ ምብራር ልምዲ ዘይብሉ ተሳፋሪ ሓደ ኣብራሪ ድሕሪ ምሕማሙ ብዘይ ዝኾነ ፀገም ነፋሪት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ፍሎሪዳ፣ ኣሜሪካ ከዕልብ ክኢሉ። እዚ መንነቱ ዘይተገልጸ ተጓዓዚ፥ ምስ ተቖፃፀርቲ በረራ እቲ መዓርፎ ነፈርቲ ዝገበሮ ናይ ድምፂ…

ሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪካ “ቢትኮይን” ተባሂሉ ዝፍለጥ ድጂታላዊ ገንዘብ ኣብታ ሃገር ሕጋዊ ክኸውን ወሲና

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ20፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃ፡ 'ቢትኮይን' ተባሂሉ ዝፍለጥ ድጂታላዊ ገንዘብ፡ ኣብታ ሃገር ሕጋዊ ክኸውን ወሲና። እቲ ስጉምቲ፥ ኣብ ዓለም ተመሳሳሊ ውሳነ ዝወሰደት ካልኣይቲ ሃገር ክትከውን ገይሩዋ'ሎ። ኣባላት ፓርላማ እታ ሃገር ብምሉእ ድምፂ…

እግሪ ዘይብላ ሬማ ተወሊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ መንዝ ማማ ምድር ምንም እግሪ ዘይብላ ሬማ ከምዝተወለደት ተገሊፁ። እታ ሬማ ትማሊ ምሸት ኣብ ጣቢያ ጉርሜ እታ ወረዳ ከምዝተወለደት ተሓቢሩ፡፡ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እታ ወረዳ ኣይተ ሽፈራ ለማ፥…

ሓንቲ ኣደ ሰለስተ ዕሸላት ብሰላም ተገላጊለን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ወረዳ ሸብል በረንታ ዝነብራ ወይዘሮ ካሳነሽ ኣያሌው ሰለስተ ዕሸላት ብሰላም ተገላጊለን፡፡ እተን ኣደ ትማሊ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ሆስፒታል የእድ ውሃ ሓደ ወዲ ተባዕታይን ክልተ ደቂ ኣንስትዮን ኢየን ብሰላመ ተገላጊል ዘለዋ፡፡…

ኣብ ሆስፒታል ን10 ኣዋርሕ ውኒኣ ስሒታ ዝፀንሐት ጓል ኣነስተይቲ ከምዝነቐሐት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሆስፒታል ን10 ኣዋርሕ ውኒኣ ስሒታ ዝፀንሐት ጣልያናዊት ጓል ኣነስተይቲ  ከምዝነቐሐት ተገሊፁ። እታ ክርስቲና ሮሲ ዝተባህለት ጓል 37 ዓመት ጣሊያናዊት፥ ናይ ሸውዓተ ወርሒ ነብሰፁር እናሃለወት ብዘጋጠማ ሕማም ልቢ እያ ኣብ ዝሓለፈ 10 ኣዋርሕ…

ባይቶ ዝተዓፀዋ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ኣብ ቀፅሪ እቲ ባይቶ ኣብ ዘሎ ናይ ኣትኽልቲ ቦታ ብምዃን ቃለ ማሕለኣ ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፊያሜ ናኦሚ ማታፋፋ፥ ኣብ 20 ዓመት ንፈለማ እዋን ነታ ሃገር ክትመርሕ ዝተመረፀት ጓል ኣንስተይቲ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ኣብ ሰለማዊ ውቅያኖስ እትርከብ ደሴት ሃገር ሳማዋ ኢያ። ኣብታ ደሴታዊት ሃገር 200 ሽሕ ህዝቢ ጥራሕ'ዩ ዝነብር። ኣብታ…