Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

እስራኤል ካብ ኢራን ዝተፈነዉላ 300 ሰብ ኣልባ ኣውሮፕላናትን ሚሳኤላትን ከምዘፈሸለቶም ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ካብ ኢራን ዝተፈነዉላ ልዕሊ 300 ሰብ ኣልባ ኣውሮፕላናትን ሚሳኤላትን ባዕላን ምስ ሓገዝታ ብምዃን 99 ሚኢታዊ ክተፍሽሎም ከምዝኸኣለት ኣፍሊጣ። ይኹን እምበር ኣብ ግዝኣታ ትሑት መጠን ዘለዎ ደብዳብ ከምዝተፈፀመን በዚ ድማ ኣብ ደቡባዊ…

ኣሜሪካ ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ሰራሕተኛታታ ክልከላ ጉዕዞ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ካብ ኢራን መጥቃዕቲ ክፍኖ ይኽእል ብዝብል ስግኣት ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ዲፕሎማሰኛታታ ክልከላ ጉዕዞ ከምዝገበረት ተገሊፁ፡፡ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ እስራኤል፤ ንጥንቃቐ ተባሂሉ እቶም ዲፕሎማሰኛታ ካብ ከባቢታት እየሩሳሌም፣ ቴልአቪቭ ወይ ድማ…

እንግሊዝ ካብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ልዕሊ ዝኣትዉ ፍሪታት ዕምበባ እተኽፍሎ ዝነበረ ቀረፅ ገዲፋቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዝ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ካብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ልዕሊ ዝኣትዉ ፍሪታት ዕምበባ እተኽፍሎ ዝነበረ ቀረፅ ከምዝገደፈቶ ኣፍሊጣ። እተን ሃገራት መስ እንግሊዝ ዘለወን ልውውጥ ንግዲ ቀሊልን ምቹእን ንምግባር ዓሊሙ ዝተውሃበ ውሳነ ከምዝኾነ…

ኣብ ትሕቲ ሰሃራ ዘሎ ክፋል ኣፍሪካ ኣብ 2024 ዝሐሸ ዕቤት ኢኮኖሚ ክምዝገብ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ ሰሃራ ዘሎ ክፋል ኣፍሪካ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2024 ካብ ዝሓለፈ ዓመት ዝሐሸ ዕቤት ኢኮኖሚ ክምዝገብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ባንኪ ዓለም ገሊፁ። እቲ ባንኪ ኣብ ዘውፀኦ ሓዱሽ ፀብፃብ÷ ብመፅናዕቲ ዘረጋገፆ ቅድመ-ግምት…

ኣብ ሞዛምቢክ ብሓደጋ ምስማጥ ጃልባ ልዕሊ 90 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ጠረፍ ባሕሪ ሞዛምቢክ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምስጣም ጃልባ ልዕሊ 90 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ፡፡ ኣብ ሞዛምቢክ ሰብ መዚ ግዝኣት ናምፑላ÷ እታ ጃልባ 130 ዝኾኑ ሰባት ኣሳፊራ ከምዝነበረትን ካብቲ ሓደጋ ሓሙሽተ ሰባት ከምዝተረፉን ተዛሪቦም፡፡…

እስራኤል ኣብ ምብራቓዊ ክፋል ሊባኖስ ደብዳብ ኣየር ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላና ብሂዝቦላህ ተወቒቓ ምውዳቓ ስዒቡ ኣብ ምብራቕ ሊባኖስ ደብዳብ ፈፂማ። እስራኤል ናይ ሄዝቦላህ መሰረተ ልምዓታት ኢዮም ዝበለቶም ቦታታት ብኣር ዝደብደበት እንትትከውን÷ ብክልቲኦም ወገናት ልውውጥ ተኹሲ ከምዝቐፀለ ኣብቲ…

ኣብ ታይዋን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ህይወት 4 ሰባት እንትሓልፍ ብኣማኢት ዝቑፀሩ ከምዝቖሰሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታይዋን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ህይወት 4 ሰባት እንትሓልፍ 711 ሰባት ናይ ምቑሳል ሓደጋ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ኣብ ምብራቓዊ ጠረፍ ባሕሪ ታይዋን÷ ብኣቆፃፅራ ሰዓት እቲ ከባቢ ንጉሆ ክልተ ሰዓት ብሬክተር ስኬል 7 ነጥቢ 5 ዝኾነ…

ፖፕ ፍራንሲስ ኣብ ጋዛ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኽግበር ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊቀ ጳጳስ ቤተክርስቲያን ካቶሊክ ሮማ ፖፕ ፍራንሲስ ኣብ በዓል ትንሳኤ ኣብ ጋዛ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኽግበር ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ ፖፕ ፍራንሲስ በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ሰላም ትኹረት ዝገበረ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም፡፡ ኣብ መልእኽቶም…

ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ናይ 45 ሰባት ህይወት ካብ ዝበልዐ ሓደጋ ሓንቲ ጓል 8 ዓመት ሰገን ብህይወት ተሪፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ናይ 45 ሰባት ህይወት ካብ ዝበልዐ ሓደጋ ትራፊክ ሓንቲ ጓል 8 ዓመት ሰገን ብህይወት ተሪፉ። ካብ ቦትስዋና ከተማ ጋቦሮኔ ናብ ከተማ ሞሪያ  እትጓዓዝ ዝነበረት ኣውቶቡስ ብሰንኪ ምግልባጣ ኢዩ እቲ ሓደጋ ምግጣሙ ቢቢሲ ፀብፂቡ።…

ፕሬዚዳንት ፑቲን ናይ ሰብኣዊነትን ምሕረትን ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞስኮ ድሕሪ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ናይ ሰብኣዊነትን ምሕረትን ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣብ ኣዳራሽ ከተማ ክሮከስ ዝተፈፀመ መይቃዕቲ ስዒቡ እቶም ፕሬዚዳንት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝገበሩዎ መደረ÷ “ኣተሓሳስባታት…