ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብምትሕብባር ዘዳለዎ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብምትሕብባር መበል 15 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኣተኲሩ ዘዳለዎ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ዘተ “ማዕርነትን ሀብረ ብሄራዊ ሓድነትን ንሓበራዊ ምዕባለ” ዝብል መሪሕ ቃል…